SKIP TO MAIN CONTENT

ቫቲካን: ካህናት ካቶሊክ ንተጻመድቲ ተመሳሳሊ ጾታ ክባርኹ ከምዘፍቀደት ገሊጻ ።

Vatican LGBTQ
ቪቻር ዎልፍጋንግ ሮተ ( ጸጋም) ፡ ክሪስቲን ዋልተር ( ማእከል )፡ ከምኡውን ኣልሙት ሙነስተር ዝብሃሉ ሰብ ሓዳር ፡ ብ9 ግንቦት 2021 ኣብ ባየር ሙኒክ ኣብ ዝርከብ ቤተ ክርስትያን በነዲክት ፡ ካቶሊክ ኣብ ዘገልግለሉ ዝነበረ እዋን ባሪኽዎም እዩ ። ርእሰ ሊቃነ ጳጳሳት ፍራንሲስ ፡ ካህናት ተመሳሳሊ ጾታ ንዘለዎም ሰብ ሓዳር ክባርኹ ብወግዒ ኣፍቂዶም እዮም ፣ ሰኑይ 18 ታሕሳስ 2023 ዝወጸ ሓድሽ ሰነድ ድማ ፡ እቶም ፍቕርን ምሕረትን ኣምላኽ ዝደልዩ ሰባት ፡ "ኣድካሚ ስነ ምግባራዊ ትንተና" ክወሃቦም ከም ዘይብሉ ብምግላጽ ፡ ኣብ ፖሊሲ ቫቲካን ዓብዪ ለውጢ ከም እተገብረ ገሊጹ ኣሎ ። (Felix Hoerhager/dpa via AP, File) Source: DPA / Felix Hoerhager/AP

ቫቲካን ንሮማናውያን ካህናት ካቶሊክ ፡ ንተጻመድቲ ተመሳሳሊ ጾታ ክባርኹ ከምዘፍቀደት ገሊጻ ። እንተዀነ ግን: እቲ ምብራኽ ዝወሃቦም እቶም ተጻመድቲ ተመሳሳሊ ጾታ ኣካል ናይቲ ስሩዕ ስርዓተ ቅዳሴ ምስ ዘይኮኑ እዩ። እዚ ዝስዕብ ጸብጻብ ከም ዘመልክቶ፡ ነቲ ተገይሩ ዝሎ ለውጢ ኵሉ ሰብ ብጽቡቕ ኣይተቐበሎን ።

Published

By Ciara Hain

Presented by Beyene Semere Weldegiorgis

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ቫቲካን ንሮማናውያን ካህናት ካቶሊክ ፡ ንተጻመድቲ ተመሳሳሊ ጾታ ክባርኹ ከምዘፍቀደት ገሊጻ ። እንተዀነ ግን: እቲ ምብራኽ ዝወሃቦም እቶም ተጻመድቲ ተመሳሳሊ ጾታ ኣካል ናይቲ ስሩዕ ስርዓተ ቅዳሴ ምስ ዘይኮኑ እዩ። እዚ ዝስዕብ ጸብጻብ ከም ዘመልክቶ፡ ነቲ ተገይሩ ዝሎ ለውጢ ኵሉ ሰብ ብጽቡቕ ኣይተቐበሎን ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now