A man wears a mask at Shanghai Pudong International Airport on Jan. 26, 2020, (Kyodo via AP Images) ==Kyodo Source: Kydpl Kyodoኮሮና ቫይረስ ንከስፋሕፍሕ ዘለዎ ተኽእሎ እናሓየለን ቁጽሪ በዚ ሕማም ዝተተንከፉ ሰባት’ውን እናወሰኸ ከምዝኸይድ ሰብ መዚ ቻይና ኣጠንቆቖም። ዛጊት በዚ ሕማም ለበዳ ዝሞቱ 56 ሰባት በጺሖም ኣለዉ።
ኮሮና ቫይረስ ንከስፋሕፍሕ ዘለዎ ተኽእሎ እናሓየለን ቁጽሪ በዚ ሕማም ዝተተንከፉ ሰባት’ውን እናወሰኸ ከምዝኸይድ ሰብ መዚ ቻይና ኣጠንቆቖም። ዛጊት በዚ ሕማም ለበዳ ዝሞቱ 56 ሰባት በጺሖም ኣለዉ።