People are scattered in the shopping area in Beijing, China on Feb. 3, 2019. ( The Yomiuri Shimbun via AP Images ) Source: Yomiuri Shimbun“ኣብዚ እዋን ብዓለም ደረጃ ንዝኽሰት ለበዳ ሕማም ዓለም ገና ኣይተዳለወትን ኣላ” ብምባል ንዝኽሰት ዝላባዕ ቫይረሳት ዝምክት ስርዓት ከምዘድሊ ዉድብ ጥዕና ዓለም ኣጠንቂቑ። እዚ ዝመጽእ ዘሎ ካብቲ ኣብ 2003 ተኸሲቱ ዝነበረ ብናይ SARS ለበዳ ዝሞቱ ማለት 349 ብዝያዳ ብሰንኪ ኮሮናቫይረስ ኣብ ቻይና ዝሞቱ ሰባት ልዕሊ 360 ምብጻሑን ኣብዝግለጸሉ ዘሎ እዋንዩ።
“ኣብዚ እዋን ብዓለም ደረጃ ንዝኽሰት ለበዳ ሕማም ዓለም ገና ኣይተዳለወትን ኣላ” ብምባል ንዝኽሰት ዝላባዕ ቫይረሳት ዝምክት ስርዓት ከምዘድሊ ዉድብ ጥዕና ዓለም ኣጠንቂቑ። እዚ ዝመጽእ ዘሎ ካብቲ ኣብ 2003 ተኸሲቱ ዝነበረ ብናይ SARS ለበዳ ዝሞቱ ማለት 349 ብዝያዳ ብሰንኪ ኮሮናቫይረስ ኣብ ቻይና ዝሞቱ ሰባት ልዕሊ 360 ምብጻሑን ኣብዝግለጸሉ ዘሎ እዋንዩ።