Source: Getty Images/Bill Oxfordዓይንና ንዝበዝሐ መዓልታዊ ንጥፈታትና እቲ ዝዓበየ ተራ እንተለዎኳ፤ ብዙሕ ሰብ ናይ ዓይኒ መርመራ ብስሩዕ ንምምርማር ግዜ ኣይህብን እዩ። በዚ ድማ 93 ሚእታዊ ዕድሚኦም ልዕሊ 55 ሰባት ጸገም ምርኣይ የጋጥሞም። ነዚ ንምግታእ ክሳብ ምዕዋር ዝብጻሕ ምጽባይ ከምዘይግባእ ኪኢላታት ይምዕዱ።
ዓይንና ንዝበዝሐ መዓልታዊ ንጥፈታትና እቲ ዝዓበየ ተራ እንተለዎኳ፤ ብዙሕ ሰብ ናይ ዓይኒ መርመራ ብስሩዕ ንምምርማር ግዜ ኣይህብን እዩ። በዚ ድማ 93 ሚእታዊ ዕድሚኦም ልዕሊ 55 ሰባት ጸገም ምርኣይ የጋጥሞም። ነዚ ንምግታእ ክሳብ ምዕዋር ዝብጻሕ ምጽባይ ከምዘይግባእ ኪኢላታት ይምዕዱ።