Open for business Credit: Getty Images/mixetto Source: Getty Images/mixettoለበዳ ኮሮና ቫይረስ ንነኣሽቱ ቢዝነሳት ኣብ ሰንከልከል ኣውዲቕሉ ኣብዘሎ እዋን፡ ገለ ዓቕሎም ዝጸበቦም ወነንቲ ቢዝነስ ናብ መሸጣ ይጓየዩ ኣለዉ። ኣብዚ እዋን ቢዝነስ ምግዛእ የዋጽእዶ? ቅኑዕ ስትራተጂን መደብን ኣውጺእካ ዝግበር ዕድጊ ከዋጽእ ከምዝኽእል ገለ ኪኢላታት ይዛረቡ።
ለበዳ ኮሮና ቫይረስ ንነኣሽቱ ቢዝነሳት ኣብ ሰንከልከል ኣውዲቕሉ ኣብዘሎ እዋን፡ ገለ ዓቕሎም ዝጸበቦም ወነንቲ ቢዝነስ ናብ መሸጣ ይጓየዩ ኣለዉ። ኣብዚ እዋን ቢዝነስ ምግዛእ የዋጽእዶ? ቅኑዕ ስትራተጂን መደብን ኣውጺእካ ዝግበር ዕድጊ ከዋጽእ ከምዝኽእል ገለ ኪኢላታት ይዛረቡ።