Source: Getty Imagesኣብ እዋን ለበዳ ገለ ሰባት ጥዑያትን ምስምሉእ ሓይሎም ዘሕልፍዎ ክህልዉ’ከለዉ፡ ብኣንጻሩ ዝሓሙ ወይ ሞራሎም ዝስበር ዝህልዉ ንምንታይ እዩ? ምስጢር ናይቶም ብዙሕ ኣብ ሓፈሻዊ ጥዕናኦም ዝሓሹ ሰባት ኣተሓሳስባኦም ንመላእ ጥዕናኦም ከም ቀንዲ ረቛሒ ጌሮም ይሓስብዎ።
ኣብ እዋን ለበዳ ገለ ሰባት ጥዑያትን ምስምሉእ ሓይሎም ዘሕልፍዎ ክህልዉ’ከለዉ፡ ብኣንጻሩ ዝሓሙ ወይ ሞራሎም ዝስበር ዝህልዉ ንምንታይ እዩ? ምስጢር ናይቶም ብዙሕ ኣብ ሓፈሻዊ ጥዕናኦም ዝሓሹ ሰባት ኣተሓሳስባኦም ንመላእ ጥዕናኦም ከም ቀንዲ ረቛሒ ጌሮም ይሓስብዎ።