ካብቶም ኣብ ስራሕ ተዋፊሮም ዘለዉ ኣውስትራሊያዊያን ትሕቲ ፍርቂ ጥራይ ናይ ምሉእ ግዜ ስራሕ ከምዝሰርሑ ሓዲሽ መጽናዕቲ ኣመልኪቱ። ኣብ ዕዳጋ ስራሕ ናይ ከፊል ጊዜን (part-time) ናይ ግዚያዊ (casual) ስራሕ እናዓዘዘ ኣብዝኸደሉ ዘሎ እዋን፡ መሃዝነትን ተዓጻጻፍነትን ኣዚዩ ኣገዳሲ እዩ።
Share

Published
By Beyene Semere
Source: SBS
Share this with family and friends