Joggers Yarra River Credit: AAP Image/James Ross Source: AAP Image/James Rossሎሚ ዓለም ብሰንኪ ለበዳ ኮሮና ቫይረስ ተረጊጣትሉ ኣብ ዘላ እዋን፡ ቁጠባ ሃገራት ዓለም ሓሸምሸም ክብል ተራእዩ እዩ። ብፍላይ ህዝቢ ካብ ሃገር ናብ ሃገር ከምልቡ ክንቀሳቐስ ኣብዘይክእለሉ እዋን ቱሪዝም ሓደ ካብቲ ተመሲሱ ዘሎ ጽላት ቁጠባ እዩ። ንኣብነት ኣብ ኣውስትራሊያ ዘቤታዊ ቱሪዝም ምስቲ ናይ ዓሚ ክነጻጸርከሎ ብ $21.7 billion ዶላር እዩ ወዲቑ። ብዙሕ ናይ ጉዕዞ መደባት ተዓናቒፉ ክኸውን ይኽእል እዩ እንተኾነ ምዕባለ ተክኖሎጂ ኣብዘለኻዮ ምስ ዓለም ክትራኸብ ኣኽኢሉ ኣሎ።
ሎሚ ዓለም ብሰንኪ ለበዳ ኮሮና ቫይረስ ተረጊጣትሉ ኣብ ዘላ እዋን፡ ቁጠባ ሃገራት ዓለም ሓሸምሸም ክብል ተራእዩ እዩ። ብፍላይ ህዝቢ ካብ ሃገር ናብ ሃገር ከምልቡ ክንቀሳቐስ ኣብዘይክእለሉ እዋን ቱሪዝም ሓደ ካብቲ ተመሲሱ ዘሎ ጽላት ቁጠባ እዩ። ንኣብነት ኣብ ኣውስትራሊያ ዘቤታዊ ቱሪዝም ምስቲ ናይ ዓሚ ክነጻጸርከሎ ብ $21.7 billion ዶላር እዩ ወዲቑ። ብዙሕ ናይ ጉዕዞ መደባት ተዓናቒፉ ክኸውን ይኽእል እዩ እንተኾነ ምዕባለ ተክኖሎጂ ኣብዘለኻዮ ምስ ዓለም ክትራኸብ ኣኽኢሉ ኣሎ።