Credit: iStockphoto / Charlie Blacker/Getty Images/iStockphotoኣብ ክሽነ ኣብ ዝኽሸን ብልሙድ ንጥቀመሉ መቃመሚታት ምስቲ ኣብዚ ሃገር ዝርከብ ባህላዊ ቀመማት ብምቕያር ከም ኣማራጺታት ክትጥቀም ዝከኣል እዩ ። እዚ ብዛዕባ እቲ መግቢ ጥራይ ዘይኮነ ፡ እዚ ብዛዕባቲ ዉዕዉዕ ኣውስትራሊያዊ ውርሻ ምጽምባልውን እዩ። ብዛዕባ መበቈል እዚ ቀመማት እዚ ኣብ ዝግበር ዝርርብ: ነቲ ኣብ ኣውስትራልያ ዝርከብ ብዙሕ ቀመማትን ዘለዉ ልምድታት ንኸተኽብርን ንኽትቅበልን ዝሕግዝ ሓያል መገዲ እዩ ።
Published
By Yumi Oba
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ኣብ ክሽነ ኣብ ዝኽሸን ብልሙድ ንጥቀመሉ መቃመሚታት ምስቲ ኣብዚ ሃገር ዝርከብ ባህላዊ ቀመማት ብምቕያር ከም ኣማራጺታት ክትጥቀም ዝከኣል እዩ ። እዚ ብዛዕባ እቲ መግቢ ጥራይ ዘይኮነ ፡ እዚ ብዛዕባቲ ዉዕዉዕ ኣውስትራሊያዊ ውርሻ ምጽምባልውን እዩ። ብዛዕባ መበቈል እዚ ቀመማት እዚ ኣብ ዝግበር ዝርርብ: ነቲ ኣብ ኣውስትራልያ ዝርከብ ብዙሕ ቀመማትን ዘለዉ ልምድታት ንኸተኽብርን ንኽትቅበልን ዝሕግዝ ሓያል መገዲ እዩ ።