CEO and co-founder of Deputy, Ashik Ahmed, is now worth $148 million (SBS) Source: SBSኣብ ኣውስትራሊያ ካብዘለዉ መንእሰያት ከመይ ኢልካ ዝሃብተምካ ሰብ ክኽወን ይከኣል? ናይ The Australian Financial Review' ዓመታዊ ዝርዝር ዝሃብተሙ መንእሰያት ኣውጺኡ ኣሎ። ኣብዚ ዝርዝር ዝኣትዉ ዕድሚኦም ትሕቲ 40ን ብዙሕ ገንዘብን ክህለውካ ኣለዎ። ኣብ ስራሕ ተክኖሎጂ ዝተዋፈሩ ሰባት ናይ ምህብታም ዕድሎም ዝ ዓበየ ምዃኑ ተፈሊጡ ኣሎ።
ኣብ ኣውስትራሊያ ካብዘለዉ መንእሰያት ከመይ ኢልካ ዝሃብተምካ ሰብ ክኽወን ይከኣል? ናይ The Australian Financial Review' ዓመታዊ ዝርዝር ዝሃብተሙ መንእሰያት ኣውጺኡ ኣሎ። ኣብዚ ዝርዝር ዝኣትዉ ዕድሚኦም ትሕቲ 40ን ብዙሕ ገንዘብን ክህለውካ ኣለዎ። ኣብ ስራሕ ተክኖሎጂ ዝተዋፈሩ ሰባት ናይ ምህብታም ዕድሎም ዝ ዓበየ ምዃኑ ተፈሊጡ ኣሎ።