ኣብ ኢትዮጵያ ዝህነጹ ዲጋታትን ዝለምዑ ሕርሻን ንህይወት ኣሻሓት ኬንያዊያን ኣብ ሓደጋ ከየውድቕ ተሰጊኡ።ሕቡራት ሃገራት ኢማራት ዓረብ ኣብ ሶማሌላንድ ወተሃደራዊ መዓስከር ክትተክል እያ።መንግስቲ ኬንያ ንመዕቆቢ ስደተኛታት ዳዳብ ክዓጽዎየ ይብል፡ ላዕለዋይ ቤትፍርዲ እታ ሃገር ከኣ ዓገብ እዚ ን ኣህጉራዊ ዉዕላትን ቅዋም ኬንያን ዝጻረር እዩ ኢሉ ነቲ ዉሳነ ደው የብሎ፡፣
Share
Published
By Beyene Semere
Source: SBS
Share this with family and friends