Source: IAAF Twitter Zzapolowy BBCኣሌክሳንደር ኢሳቕ ሰለስተ ፍጹም ቅላዓት ሽቶ ኣመዝጊቡ ሃትትሪክ ብምስራሕ ታሪኽ ሰሪሑ፡ ኤርትራ ት20 ንታንዛኒያ 1-0 ስዒራታ ኣብ ውድድር ምቅብባል ሕውስዋስ ጾታታት ጉያ እግሪ መሮር ኢትዮጵያ ንኬንያ ብምስዓር ሕነኣ ፈድያ፡ ጽጋቡ ግርማይን፡ መርሃዊ ቅዱስ ዝርከብዎም ካልኦት ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ ኣብ ቮልታ ሲኪሊስታ ኣ ካታሎንያ ጽቡቕ ምንቅስቓስ ኣርእዮም፡ ‘ገነት ንምዝዋር ብሽግለታ፡ ትራፊክ ዘይብላ ዋና ከተማ ኣብ ኣፍሪቃ’ ብዝብል ኣርእስቲ ዝተዳለወ ዓምዲ ቢቢሲ ንፍሉይ ዝምድና ምዝዋርን ምቅድዳምን ብሽግለታ ምስ ናብራን ባህልን ኤርትራን ኣስመራን ኣዛሚዱ ኣቕሪቡ:
ኣሌክሳንደር ኢሳቕ ሰለስተ ፍጹም ቅላዓት ሽቶ ኣመዝጊቡ ሃትትሪክ ብምስራሕ ታሪኽ ሰሪሑ፡ ኤርትራ ት20 ንታንዛኒያ 1-0 ስዒራታ ኣብ ውድድር ምቅብባል ሕውስዋስ ጾታታት ጉያ እግሪ መሮር ኢትዮጵያ ንኬንያ ብምስዓር ሕነኣ ፈድያ፡ ጽጋቡ ግርማይን፡ መርሃዊ ቅዱስ ዝርከብዎም ካልኦት ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ ኣብ ቮልታ ሲኪሊስታ ኣ ካታሎንያ ጽቡቕ ምንቅስቓስ ኣርእዮም፡ ‘ገነት ንምዝዋር ብሽግለታ፡ ትራፊክ ዘይብላ ዋና ከተማ ኣብ ኣፍሪቃ’ ብዝብል ኣርእስቲ ዝተዳለወ ዓምዲ ቢቢሲ ንፍሉይ ዝምድና ምዝዋርን ምቅድዳምን ብሽግለታ ምስ ናብራን ባህልን ኤርትራን ኣስመራን ኣዛሚዱ ኣቕሪቡ: