Weekly Sport (03/08/2017)ኣብ ሻምፒዮና ኣትለቲክስ 2017 ለንደን ትሳተፍ ሕርይቲ ጋንታ ኤርትራ ተመሪጻ፡ ምድላዋታ ወዲኣ፣ ታደሰ ቶላ ኣብ ማራቶን ቦጎታ ተዓዊቱ፣ ኣብ ሓድሽ ተርታ ሃገራት ቅድድም ብሽክለታ ዓለም፡ ኤርትራ ዳግም ናብ ናይ ቀዳማይ ቦትኣ ተመሊሳ፣ ኢትዮጵያዊ ኣትሌት ምስ ሕርይቲ ጋንትኡ ከይተመርጸ ምስ ተረፈ ንኣሰልጣኒኡ ብምህራሙ ካብ ውድድራት ተኣጊዱ፣ ኢትዮጵያን ዛምቢያን መዳለዊ ዝኾነን ምሕዝነታዊ ግጥም ሰንበት ከካይዳየን
ኣብ ሻምፒዮና ኣትለቲክስ 2017 ለንደን ትሳተፍ ሕርይቲ ጋንታ ኤርትራ ተመሪጻ፡ ምድላዋታ ወዲኣ፣ ታደሰ ቶላ ኣብ ማራቶን ቦጎታ ተዓዊቱ፣ ኣብ ሓድሽ ተርታ ሃገራት ቅድድም ብሽክለታ ዓለም፡ ኤርትራ ዳግም ናብ ናይ ቀዳማይ ቦትኣ ተመሊሳ፣ ኢትዮጵያዊ ኣትሌት ምስ ሕርይቲ ጋንትኡ ከይተመርጸ ምስ ተረፈ ንኣሰልጣኒኡ ብምህራሙ ካብ ውድድራት ተኣጊዱ፣ ኢትዮጵያን ዛምቢያን መዳለዊ ዝኾነን ምሕዝነታዊ ግጥም ሰንበት ከካይዳየን