ለስተር ሲቲ ምስ ስዊድናዊት ክለብ ኤኣይኬ ዝጻወት ኤርትራዊ ስዊድናዊ መንእሰይ ኣሌክሳንደር ኢሳቕ ትግደሰሉ: ኢትዮጵያ ኣሰልጣኒ ሃገራዊት ጋንታ ትቕይር፥ ዮሃንስ ሳህለ ብገብረመድህን ሃይለ ንግዚኡ ይትካእ::
ኣሌክሳንደር ኢሳቕ ምስ ደገፍቲ ጋንታ ኤ.ኣ.ይኬ
ሽቶ ኣሌክሳንደር ኢሳቕ ኣብ ግጥም ጋንትኡ ኤ.ኣይ.ኬ ኣንጻር ኤልፍስቦርግ
ኣሌክሳንደር ኢሳቕ ብዕድመ ዝነኣሱ ኣብ ዓመታት 2000 ሽቶ ምስ ዘመዝገቡ ተጻወቲ ኣብ ዝርዝር ይኣቱ
Share





