ደጀን ገብረመስቀል ኣብ ውድድር ጉያ እግሪ 5000ሜ ካርልስባድ ንሓምሻይ ዓመቱ ኣከታቲሉ ተዓዊቱ፡ ቅድድም ብሽክለታ ቩወልታ ሲክሊስታ ኣል ፓይስ ቫስኮ 2017 ካብ ሶኑይ ጀሚሩ ይካየድ ኣሎ፡ መርሃዊ ቅዱስን ጽጋቡ ግርማይን ደረጃታቶም የመሓይሹ፡ ኣብ ማራቶን ሮም ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ድርብ ዓወት የመዝግቡ፡
Share
Published
Updated
By SBS Tigrinya
Source: SBS
Share this with family and friends