Source: IAAF Sky Twitter Wikipediaግጥማት ኩዕሶ እግሪ ሴካፋ መንእሰያት ት15 ነሓሰ ኣብ ኤርትራ ክካየድ ምዃኑ ተገሊጹ፡ ኣብ ግጥማት ኣትለቲክስ ኣልማዛዊ ሊግ IAAF ዶሓ 2019 ገንዘበ ዲባባ ብኬንያዊት መተሃላልኽታ ሄለን ኦቢሪ ተበሊጻ ካልኣይቲ ወጺኣ፡ ኣብ ቅ/ብ ዙር ሮማንዲ ዝተሳተፉ መርሃዊ ቅዱስን ጽጋቡ ግርማይን ዘዕግብ ምንቅስቓስ ኣርእዮም፡ ፈደረሽን ኩዕሶ እግሪ ግብጺ ድሕሪ ኣውያት ህዝቢ ዋጋታት ቲኬት መእተዊ ግጥማት ዋንጫ ሃገራት ኣፍሪቃ ዳግማይ ክሓስበሎምን ክርእዮምን ምዃኑ ኣፍሊጡ:
ግጥማት ኩዕሶ እግሪ ሴካፋ መንእሰያት ት15 ነሓሰ ኣብ ኤርትራ ክካየድ ምዃኑ ተገሊጹ፡ ኣብ ግጥማት ኣትለቲክስ ኣልማዛዊ ሊግ IAAF ዶሓ 2019 ገንዘበ ዲባባ ብኬንያዊት መተሃላልኽታ ሄለን ኦቢሪ ተበሊጻ ካልኣይቲ ወጺኣ፡ ኣብ ቅ/ብ ዙር ሮማንዲ ዝተሳተፉ መርሃዊ ቅዱስን ጽጋቡ ግርማይን ዘዕግብ ምንቅስቓስ ኣርእዮም፡ ፈደረሽን ኩዕሶ እግሪ ግብጺ ድሕሪ ኣውያት ህዝቢ ዋጋታት ቲኬት መእተዊ ግጥማት ዋንጫ ሃገራት ኣፍሪቃ ዳግማይ ክሓስበሎምን ክርእዮምን ምዃኑ ኣፍሊጡ: