SKIP TO MAIN CONTENT

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (08/04/2019)

Weekly Sport (08/04/2019)
Source: Twitter IAAF Nazret Fox

ቦኽሪ ግጥማት መንእሰያት ኣኖካ ዞን ሓሙሽተ አብ ሩዋንዳ ተኻይዱ ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ አብ ቅ/ብ ኢትዮጵያውያን ከአ አብ አትለቲክስ ብዓብላሊ ተዓዊቶም፡ መበል 25 ዓመታዊ ማራቶን ሮም ኢትዮጵያውያን አትሌታት ዓብሊሎሞ፡ መትከል ኢዮብ አብ ቅድድም ብሽግለታ ዙር ላንካዊ ጽቡቕ ምንቅስቓስ የርኢ’ሎ፡ ሃገራዊ ጋንታ ደቀንስትዮ ኩ/እ ኢትዮጵያ ናብ ካልአይ ዙር መጻረዪ ግጥማት ቶክዮ 2020 ሓሊፈን፡ ዓሌትነት አብ ኩዕሶ እግሪ ኢጣልያ ንተጻወቲ ጁቬንቱስን አሰልጣኒን አብ ዓይኒ የእትይዎም፡

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ቦኽሪ ግጥማት መንእሰያት ኣኖካ ዞን ሓሙሽተ አብ ሩዋንዳ ተኻይዱ ኤርትራውያን ተቐዳደምቲ አብ ቅ/ብ ኢትዮጵያውያን ከአ አብ አትለቲክስ ብዓብላሊ ተዓዊቶም፡ መበል 25 ዓመታዊ ማራቶን ሮም ኢትዮጵያውያን አትሌታት ዓብሊሎሞ፡ መትከል ኢዮብ አብ ቅድድም ብሽግለታ ዙር ላንካዊ ጽቡቕ ምንቅስቓስ የርኢ’ሎ፡ ሃገራዊ ጋንታ ደቀንስትዮ ኩ/እ ኢትዮጵያ ናብ ካልአይ ዙር መጻረዪ ግጥማት ቶክዮ 2020 ሓሊፈን፡ ዓሌትነት አብ ኩዕሶ እግሪ ኢጣልያ ንተጻወቲ ጁቬንቱስን አሰልጣኒን አብ ዓይኒ የእትይዎም፡

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now