ኤርትራዊ መንእሰይ ኣሮን ክፍለ ኣብ ናይ ዓበይቲ ውድድር 10ኪሜ መሮር ፈላማይ ዓወት ኣመዝጊቡ፡ ኢትዮጵያዊት ኮኾብ ኣትሌት ኣልማዝ ኣያና ናይዚ ዓመት ዝበለጸት ኣትሌት ጓለንስተይቲ ተባሂላ: ኣብ ቤት ትምህርቲ ኩዕሶ እግሪ እናምሃርካ ሓደስቲ ሊዮነል መሲታት ክትፈጥር ይከኣል ዶ
Share
Published
Updated
By SBS tigrinya
Source: SBS
Share this with family and friends