ኣሌክሳንደር ኢሳቕ ኣርባዕተ ሽቶታት ኣመዝጊቡ፡ ኣልማዝ ኣያና ተኣምራታዊ ዓወት ኣብ ሻምፒዮና ዓለም ለንደን ከተመዝግብ እንከላ ገንዘበ ዲባባ ግን ዘገርም መወዳእታ ወጺኣ፡ መርሃዊ ቅዱስ ኣብ ቅድድም ብሽክለታት ቩወልታ ኣ በርገስ ዝድነቕ ውጽኢት ኣመዝጊቡ፡ ተላባዒ ሕማም ኣብ ሻምፒዮና ዓለም ለንደን ሰብ ዘዛረበ ኩነታት ፈጢሩ፡
Share
Published
By SBS Tigrinya
Source: SBS
Share this with family and friends