Source: IAAF Twitterመንእሰይ ተቀዳዳማይ ያቆብ ደበሳይን ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ኣብ ዙር ደ ለ'ኤስፗር ብዓብላሊ ተዓዊቶም፡ ሮዛ ደረጀ ኣብ ባርሴሎና፡ ዮሚፍ ከጀልቻ ኣብ ውድድር ሓደ ማይል ውሽጢ ኣዳራሽ፡ ሰንበረ ተፈሪ ከኣ ኣብ ፍርቂ ማራቶን ራስ ኣል ኼማ ድሙቅ ዓወታት ኣመዝጊቦም፡ እዚ ዘለናዮ ዲጂታል ዕድመ ወይ ከኣ ኢንተርነትን ሶሻል መድያን ዝዓብለሎ ዓለም ንዓይነታት ደገፍቲ ኩዕሶ እግሪ ቀይርዎም ድዩ፧
መንእሰይ ተቀዳዳማይ ያቆብ ደበሳይን ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ኣብ ዙር ደ ለ'ኤስፗር ብዓብላሊ ተዓዊቶም፡ ሮዛ ደረጀ ኣብ ባርሴሎና፡ ዮሚፍ ከጀልቻ ኣብ ውድድር ሓደ ማይል ውሽጢ ኣዳራሽ፡ ሰንበረ ተፈሪ ከኣ ኣብ ፍርቂ ማራቶን ራስ ኣል ኼማ ድሙቅ ዓወታት ኣመዝጊቦም፡ እዚ ዘለናዮ ዲጂታል ዕድመ ወይ ከኣ ኢንተርነትን ሶሻል መድያን ዝዓብለሎ ዓለም ንዓይነታት ደገፍቲ ኩዕሶ እግሪ ቀይርዎም ድዩ፧