ገዲም ተጻዋታይ ኩዕሶ እግርን ኣምባሳደር ኤርትራ ኣብ ውድብ ሕቡራት ሃገራትን ግርማ ኣሰመሮም ኣብ ኣስመራ ብኽብሪ ተቐቢሩ፥ ሻምፒዮን ቅድድም ብሽክለታ ዓለም ዶሓ 2016 ተጀሚሩ፥ ኢትዮጵያውያንን ኤርትራውያን ኣትሌታት ኣብ ዝተፈላለየ ክፋላት ዓለም ኣብ ዝተገብሩ ውድድራት ኣትለቲክስ ዝነኣድ ውጽኢት የመዝግቡ
Share
Published
Updated
By SBS Tigrinya
Source: SBS
Share this with family and friends