SKIP TO MAIN CONTENT

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት

Weekly Sport (14/01/2019)
Source: IAAF Ethiosports Shegertribune Themirror Foxsportasia

ብጥሩነሽ ዲባባ ተታሒዙ ዝነበረ ክብረወሰን ጉያ እግሪ መንገዲ ብጸሃይ ገመቹ ተወኒኑ፡ አብ ግጥማት ዋንጫ ኮንፈደረሽንስ ካፕ ጋንታታት አፍሪቃ ጋንታ ጂማ አባ ጂፋር ኣብ ቀዳማይ እግሪ ተሳዒራ፡ ደራርቱ ቱሉ ምክትል ፕረዚደንት አትለቲክስ ምብራቅ ኣፍሪቃ ክትከውን ተመሪጻ፡ ሞሪኞ: ቢየልሳን ካልኦትን ዝፈጸምዎ ስለያታት አብ ልዕሊ መጋጥምቲ ጋንታ ቅቡል ድዩ?

Published

By SBS Tigrinya

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ብጥሩነሽ ዲባባ ተታሒዙ ዝነበረ ክብረወሰን ጉያ እግሪ መንገዲ ብጸሃይ ገመቹ ተወኒኑ፡ አብ ግጥማት ዋንጫ ኮንፈደረሽንስ ካፕ ጋንታታት አፍሪቃ ጋንታ ጂማ አባ ጂፋር ኣብ ቀዳማይ እግሪ ተሳዒራ፡ ደራርቱ ቱሉ ምክትል ፕረዚደንት አትለቲክስ ምብራቅ ኣፍሪቃ ክትከውን ተመሪጻ፡ ሞሪኞ: ቢየልሳን ካልኦትን ዝፈጸምዎ ስለያታት አብ ልዕሊ መጋጥምቲ ጋንታ ቅቡል ድዩ?

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now