Source: IAAF Twitter Wikipedia Gettyimages bbcኤርትራውያን ኣሜሪካውያን ኣትሌት መብራህቱ ክፍለዝጊን ራፐር ኤርምያስ ኣስገዶምን ፍሉይ ዝምድና ከምዝነበሮም ተዘንትዩ፡ ኣብ ማራቶን ፓሪስ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ንኬንያውያን ብምብላጽ ተዓዊቶም፡ ኤርትራዊ አትሌት መርሃዊ ከሰተ ኣብ ኦስትርያ ዓወት ተጎናጺፉ፡ ኢትዮጵያ ምድላዋታ ብቘዕ ስለዘይኮነ ሻምፒዮና ዋንጫ ሃገራት ኣፍሪቃ 2020 ተመንጢላ፡ ንካሜሩን ተዋሂቡ፡ ፈይሳ ለሊሳ መንግስቲ ፍሉይ ስልማት ሂብዎ፡
ኤርትራውያን ኣሜሪካውያን ኣትሌት መብራህቱ ክፍለዝጊን ራፐር ኤርምያስ ኣስገዶምን ፍሉይ ዝምድና ከምዝነበሮም ተዘንትዩ፡ ኣብ ማራቶን ፓሪስ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ንኬንያውያን ብምብላጽ ተዓዊቶም፡ ኤርትራዊ አትሌት መርሃዊ ከሰተ ኣብ ኦስትርያ ዓወት ተጎናጺፉ፡ ኢትዮጵያ ምድላዋታ ብቘዕ ስለዘይኮነ ሻምፒዮና ዋንጫ ሃገራት ኣፍሪቃ 2020 ተመንጢላ፡ ንካሜሩን ተዋሂቡ፡ ፈይሳ ለሊሳ መንግስቲ ፍሉይ ስልማት ሂብዎ፡