SKIP TO MAIN CONTENT

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (17/08/17)

Weekly Sport (17 08 2017)
Weekly Sport (17 08 2017) Source: Dimesiondata Indiantimes Nation Dailymail Eurosport

ኤርትራዊ መርሃዊ ቅዱስ ቩወልታ አ ኢስጳኛ ንአፍሪቃዊት ጋንት ዳይመንሽን ዳታ ወኪሎም ካብ ዝሳተፉ ተቀዳደምቲ ከምዝተመርጸ እታ ጋንታ አፍሊጣ: ኣብ ሻምፒዮና ዓለም ኣትለቲክስ 2017 ኢትዮጵያዊ ሙኽታር እድሪስ ንእንግሊዛዊ ሞ ፋራሕ ብምቕዳም ዝድነቕ ዓወት ኣመዝጊቡ: ኣልማዝ ኣያና ኣብ 5000ሜ ኣብ መወዳእታ መስመር ተቐዲማ ካልኣይቲ ብምውጻእ ብሩር ተሰሊማ: ህያብ መሲ ንሓደ ተጣባቂ ሰብአዊ መሰላት ሆንግ ኮንግ አብ ጸገም የእትይዎ:

Published

By SBS Tigrinya

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኤርትራዊ መርሃዊ ቅዱስ ቩወልታ አ ኢስጳኛ ንአፍሪቃዊት ጋንት ዳይመንሽን ዳታ ወኪሎም ካብ ዝሳተፉ ተቀዳደምቲ ከምዝተመርጸ እታ ጋንታ አፍሊጣ: ኣብ ሻምፒዮና ዓለም ኣትለቲክስ 2017 ኢትዮጵያዊ ሙኽታር እድሪስ ንእንግሊዛዊ ሞ ፋራሕ ብምቕዳም ዝድነቕ ዓወት ኣመዝጊቡ: ኣልማዝ ኣያና ኣብ 5000ሜ ኣብ መወዳእታ መስመር ተቐዲማ ካልኣይቲ ብምውጻእ ብሩር ተሰሊማ: ህያብ መሲ ንሓደ ተጣባቂ ሰብአዊ መሰላት ሆንግ ኮንግ አብ ጸገም የእትይዎ:

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now