SKIP TO MAIN CONTENT

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (18/03/2019)

Weekly Sport (18/03/2019)
Source: IAAF Runner'sworld SBS Twitter

ሞስነት ገረመው ኣብ ፍርቂ ማራቶን ሊዝበን ተዓዊቱ፡ ኤርትራዊ ዳንኤል መስፍን ኣብ ፍርቂ ማራቶን ኒውዮርክ ክመርሕ ውዒሉ ኣብ መወዳእታ መስመር ብኢትዮጵያዊ በላይ ጥላሁን ተረቲዑ፡ ሻምፒዮና ቅድድም ብሽክለታ መንገዲ ኣፍሪቃ 2019 ዓርቢ ኣብ ከተማ ባህርዳር ተጀሚሩ፡ ኢትዮጵያን ኤርትራን መዳልያታት ይመናጠላ፡ ውሳነ ምስራዝ ውድድር 5000 ሜ ካብ ኣልማዛዊ ሊግ ብኢትዮጵያን ኬንያን ብርቱዕ ተቓውሞ ገጢምዎ፡ ሃገራዊት ጋንታ ክሪኬት ባንግላዲሽ ካብ ህልቂት ክራይስትቸርች ንስክላ ድሒና:

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ሞስነት ገረመው ኣብ ፍርቂ ማራቶን ሊዝበን ተዓዊቱ፡ ኤርትራዊ ዳንኤል መስፍን ኣብ ፍርቂ ማራቶን ኒውዮርክ ክመርሕ ውዒሉ ኣብ መወዳእታ መስመር ብኢትዮጵያዊ በላይ ጥላሁን ተረቲዑ፡ ሻምፒዮና ቅድድም ብሽክለታ መንገዲ ኣፍሪቃ 2019 ዓርቢ ኣብ ከተማ ባህርዳር ተጀሚሩ፡ ኢትዮጵያን ኤርትራን መዳልያታት ይመናጠላ፡ ውሳነ ምስራዝ ውድድር 5000 ሜ ካብ ኣልማዛዊ ሊግ ብኢትዮጵያን ኬንያን ብርቱዕ ተቓውሞ ገጢምዎ፡ ሃገራዊት ጋንታ ክሪኬት ባንግላዲሽ ካብ ህልቂት ክራይስትቸርች ንስክላ ድሒና:

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now