Source: Twitter Africasteam Yahoosports IAAFኣንዱኣምላክ ዝስሞም ኣትሌታት ኢትዮጵያ ኣብ ክልተ ዓበይቲ ውድድራት ጉያ እግሪ ተዓዊቶም፡ ቅድድም ብሽግለታ ጂሮ ዲ ኢታሊያ ታሽዓይ መድረኽ ብምክያት ቀዳማይ መዓልቱ የዕሪፉ፡ ኣማኑኤል ገብረእግዚኣብሄርን ዓወት ኣንደመስቀልን ኤርትራዊን ተወከልቲ ጋንታታት ዳይመንሽን ዳታን እስራኤል ሳይክሊን ኣካዳሚን ብምዃን ይሳተፉ ኣለው፡ ድሕሪ ምውዳቕ ኢከር ካሲያስ ሕማም/መጥቃዕቲ ልቢ ኣብ ልዕሊ ስፖርታውያንን ንዕኡ ዝካየዱ ምክትታላትን ኣብ ዓይኒ ቆላሕታ ኣትዮም፡
ኣንዱኣምላክ ዝስሞም ኣትሌታት ኢትዮጵያ ኣብ ክልተ ዓበይቲ ውድድራት ጉያ እግሪ ተዓዊቶም፡ ቅድድም ብሽግለታ ጂሮ ዲ ኢታሊያ ታሽዓይ መድረኽ ብምክያት ቀዳማይ መዓልቱ የዕሪፉ፡ ኣማኑኤል ገብረእግዚኣብሄርን ዓወት ኣንደመስቀልን ኤርትራዊን ተወከልቲ ጋንታታት ዳይመንሽን ዳታን እስራኤል ሳይክሊን ኣካዳሚን ብምዃን ይሳተፉ ኣለው፡ ድሕሪ ምውዳቕ ኢከር ካሲያስ ሕማም/መጥቃዕቲ ልቢ ኣብ ልዕሊ ስፖርታውያንን ንዕኡ ዝካየዱ ምክትታላትን ኣብ ዓይኒ ቆላሕታ ኣትዮም፡