ሻምፒዮና ዓለም ቅድድም ብሽክለታ መንገዲ ተጀሚሩ፡ ኤርትራን ኢትዮጵያን ተሳትፎአን ይቕጽላለዋ፡ ኢትዮጵያዊት ኣትሌት መሰለች በየነ ተዓዋቲት በይጂን ማራቶን ኮይና፡ ማራቶን ኬፕታውን ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ብኽልቲኡ ጾታ ዓብሊሎሞ፡ ሃገራውያን ጋንታታት ትሕቲ 20 መንእሰያት ደቀንስትዮ ኢትዮጵያን ኬንያን ገጢመን 2-2 ማዕረ ተፈላልየን፡
Share
Published
Updated
By SBS Tigrinya
Source: SBS
Share this with family and friends