SKIP TO MAIN CONTENT

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (22/04/2019)

Weekly Sport (22/04/2019)
Source: IAAF SBS Espresstribune Tadias

ጋንታ ባየርን ሙኒክ ኣብ ኣፍሪቃ ብዓይነቱ ፍሉይ ዝኾነ ሓድሽ ቤት ትምህርቲ ኩዕሶ እግሪ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከፊታ፡ ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ ብሽግለታ መርሃዊ ቅዱስ ኣብ ዙር ቱርኪ ሳልሳይ ወጺኡ ንፈለማ ግዜ ንዕኡን ንሃገሩን ናይ ፖድየም ቦታ ረኺቡ፡ ኣብ ቻይና ኢትዮጵያዊት ኣፈራ ጎደፋይ ሓድሽ ክብረወሰን የሎው ሪቨር ኤስቹዋሪ ማራቶን ብምምዝጋብ ተዓዊታ፡ ፈይሳ ለሊሳ ኣብ ናይ’ዚ ዓመት ናይ ዓለምና ጸለውቲ ሰባት ዝርዝር (ታይም 100) ንዝተመርጸ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ምስጋና ጽሒፉ፡ ተጻወቲ ሊቨርፑልን ማንቸስተር ሲቲን ዝርዝር ሕጹያት ንስልማት ብሉጻት ተጻወቲ ናይ’ዚ ዓመት ዓብሊሎሞ፡

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ጋንታ ባየርን ሙኒክ ኣብ ኣፍሪቃ ብዓይነቱ ፍሉይ ዝኾነ ሓድሽ ቤት ትምህርቲ ኩዕሶ እግሪ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ከፊታ፡ ኤርትራዊ ተቐዳዳማይ ብሽግለታ መርሃዊ ቅዱስ ኣብ ዙር ቱርኪ ሳልሳይ ወጺኡ ንፈለማ ግዜ ንዕኡን ንሃገሩን ናይ ፖድየም ቦታ ረኺቡ፡ ኣብ ቻይና ኢትዮጵያዊት ኣፈራ ጎደፋይ ሓድሽ ክብረወሰን የሎው ሪቨር ኤስቹዋሪ ማራቶን ብምምዝጋብ ተዓዊታ፡ ፈይሳ ለሊሳ ኣብ ናይ’ዚ ዓመት ናይ ዓለምና ጸለውቲ ሰባት ዝርዝር (ታይም 100) ንዝተመርጸ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ምስጋና ጽሒፉ፡ ተጻወቲ ሊቨርፑልን ማንቸስተር ሲቲን ዝርዝር ሕጹያት ንስልማት ብሉጻት ተጻወቲ ናይ’ዚ ዓመት ዓብሊሎሞ፡

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now