SKIP TO MAIN CONTENT

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት

Weekly Sport (28/01/2019)
Source: IAAF Twitter

ፋጡማ ሳዶ ኣብ ኦሳካ ጌታነህ ሞላ ኸኣ ኣብ ዱባይ ዓወታት ማራቶን ኣመዝጊቦም፡ ማራቶን ዱባይ ዝፈጠሮ ሓጎስ፡ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ብሪጣንያ ኤርትራ ዝሓወሰት ናይ ቀደም ካርታ ኢትዮጵያ ዘለዎ ስእሊ ብምጥቃሙ ብርቱዕ ግብረ መልሲ ኣጋጢምዎ፡ ጸኒሑ ግን ይቕሬታ ሓቲቱ፡ ቅድድም ብሽክለታ ላ ትሮፒካለ ኣሚሳ ቦንጎ ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ብጋንታ ቀዳመይቲ ወጺኣ፡ ወዲ 18 ዓመት ቢንያም ግርማይ መድረኻዊ ዓወት ኣመዝጊቡ፡ ሲራክ ተስፎም ከኣ ንጉስ ዓቐበት ኮይኑ፡ ሓዳስ ንግስቲ ጃፓን ተረኺባ፡ ንግስቲ ቴኒስ - ናዮሚ ኦሳካ: ዓወታ እናወሰኸ ኣብ ዝኸደሉ መጠን ፈተውታ’ውን ይበዝሑ’ለው

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ፋጡማ ሳዶ ኣብ ኦሳካ ጌታነህ ሞላ ኸኣ ኣብ ዱባይ ዓወታት ማራቶን ኣመዝጊቦም፡ ማራቶን ዱባይ ዝፈጠሮ ሓጎስ፡ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ብሪጣንያ ኤርትራ ዝሓወሰት ናይ ቀደም ካርታ ኢትዮጵያ ዘለዎ ስእሊ ብምጥቃሙ ብርቱዕ ግብረ መልሲ ኣጋጢምዎ፡ ጸኒሑ ግን ይቕሬታ ሓቲቱ፡ ቅድድም ብሽክለታ ላ ትሮፒካለ ኣሚሳ ቦንጎ ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ብጋንታ ቀዳመይቲ ወጺኣ፡ ወዲ 18 ዓመት ቢንያም ግርማይ መድረኻዊ ዓወት ኣመዝጊቡ፡ ሲራክ ተስፎም ከኣ ንጉስ ዓቐበት ኮይኑ፡ ሓዳስ ንግስቲ ጃፓን ተረኺባ፡ ንግስቲ ቴኒስ - ናዮሚ ኦሳካ: ዓወታ እናወሰኸ ኣብ ዝኸደሉ መጠን ፈተውታ’ውን ይበዝሑ’ለው

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now