SKIP TO MAIN CONTENT

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (7/04/16)

Eritrean athlete Simon Tesfay
Eritrean athlete Simon Tesfay Source: alamy.com

ሓድሽ ተርታ ሃገራት ዓለም ኣህጉራዊ ሕብረት ቅድድም ብሽክለታ (UCI) ኣብ ምድብ ትሕቲ 23 ዓመት ደቂተባዕትዮ ሩዋንዳን ኤርትራን ይመናጠላ፡ ንዋንጫ ሃገራት ኣፍሪቃ ትሕቲ 20 ዕድመ መንእሰያት ኢትዮጵያ ንሶማልያ 2-1 ስዒራታ፡ ኤርትራዊ ስምኦን ተስፋይ ኣብ ፍርቂ ማራቶን በርሊን ካልኣይ ወጺኡ፡ ኬንያ ኣብ ኣፍደገ ምስጓግ ካብ ኣትለቲክስ

Published

Updated

By SBS Tigrinya

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ሓድሽ ተርታ ሃገራት ዓለም ኣህጉራዊ ሕብረት ቅድድም ብሽክለታ (UCI) ኣብ ምድብ ትሕቲ 23 ዓመት ደቂተባዕትዮ ሩዋንዳን ኤርትራን ይመናጠላ፡ ንዋንጫ ሃገራት ኣፍሪቃ ትሕቲ 20 ዕድመ መንእሰያት ኢትዮጵያ ንሶማልያ 2-1 ስዒራታ፡ ኤርትራዊ ስምኦን ተስፋይ ኣብ ፍርቂ ማራቶን በርሊን ካልኣይ ወጺኡ፡ ኬንያ ኣብ ኣፍደገ ምስጓግ ካብ ኣትለቲክስ

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now