ወናኒት ክብረወሰን ዓለም 1500ሜ ገንዘበ ዲባባ ኣብ ዓለም መሪሕ ዝኾነ ግዜ ብምምዝጋብ ተዓዊታ፡ ቅድድም ብሽግለታ ክራይተርዮን ዱ ዶፊን 2019 ብዓወት ደንማርካዊ ያኮብ ፉግልሳንግ ተዛዚሙ፡ ጋምቢያ ኣንጻር ሃገራዊት ጋንታ ደቀንስትዮ ኢትዮጵያ መዲባቶ ዝነበረት ኣህጉራዊ ምሕዝነታዊ ግጥም ከምዝተሰረዘ ኣፍሊጣ፡ ጓሉ ንቦብ ማርሊ ምልእቲ ሃገራዊት ጋንታ ጃማይካ ብምምዋል ናብ ዋንጫ ዓለም ከምዝሳተፋ ጌራ
Share






