Source: IAAF TeamTALK Dimensiondataኣብ ከተማታት ቦልዛኖን ዢያመንን ኣብ ዝተኻየዱ ውድድራት ጉያ እግሪ ብኽልቲኡ ጾታታት ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ድርብ ዓወት የመዝግቡ፡ ኣብ ቅድድም ብሽክለታ ትሮፒካለ ኣሚሳ ቦንጎ ዝሳተፋ ሃገራት ተፈሊጠን፡ ዳይመንሽን ዳታ ሓደስቲ መንእሰያት ተቐዳደምቲ ኤርትራን ኢትዮጵያን ወሲኻ ምድላዋታ ጀሚራ፡ ንብሉጽ ኣፍሪቃዊ ተጻዋታይ ኩዕሶ እግሪ ናይ’ዚ ዓመት ዝተሓጽዩ ናይ መወዳእታ ሰለስተ ተጻወቲ ተፈሊጦም፡ ሞ፡ ሳይዲዮን ኦባን
ኣብ ከተማታት ቦልዛኖን ዢያመንን ኣብ ዝተኻየዱ ውድድራት ጉያ እግሪ ብኽልቲኡ ጾታታት ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ድርብ ዓወት የመዝግቡ፡ ኣብ ቅድድም ብሽክለታ ትሮፒካለ ኣሚሳ ቦንጎ ዝሳተፋ ሃገራት ተፈሊጠን፡ ዳይመንሽን ዳታ ሓደስቲ መንእሰያት ተቐዳደምቲ ኤርትራን ኢትዮጵያን ወሲኻ ምድላዋታ ጀሚራ፡ ንብሉጽ ኣፍሪቃዊ ተጻዋታይ ኩዕሶ እግሪ ናይ’ዚ ዓመት ዝተሓጽዩ ናይ መወዳእታ ሰለስተ ተጻወቲ ተፈሊጦም፡ ሞ፡ ሳይዲዮን ኦባን