SKIP TO MAIN CONTENT

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት

Weekly Sport (18 02 2019)
Source: IAAF Ghetoradio Madote Aljazeera Thenewtimes

መንእሰይ ኣትሌት ሳሙኤል ተፈራ ን22 ዓመት ዝጸንሐ ክብረወሰን ውሽጢ ኣዳራሽ ብምስባር ኣብ 1500ሜ ኣብ በርሚንግሃም ተዓዊቱ፡ ሴካፋ ናይ’ዚ ዓመት ግጥማት ሴካፋ ዘአንግዳ ሃገራት መነመን ምዃነን ኣፍሊጡ፡ ኤርትራ ዋንጫ ብድሆ ት17/U17 Challenge Cup ከተአንግድያ፡ ኣብ ዙር ሩዋንዳ ዝወዳደሩ ተቐዳደምቲ ኤርትራውያን ተመሪጾም፡ ፊፋ ኣብ ፖለቲካ ወሽመጥ ኢዱ ከየእቱ መጠንቀቕታ ተዋሂቡ

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

መንእሰይ ኣትሌት ሳሙኤል ተፈራ ን22 ዓመት ዝጸንሐ ክብረወሰን ውሽጢ ኣዳራሽ ብምስባር ኣብ 1500ሜ ኣብ በርሚንግሃም ተዓዊቱ፡ ሴካፋ ናይ’ዚ ዓመት ግጥማት ሴካፋ ዘአንግዳ ሃገራት መነመን ምዃነን ኣፍሊጡ፡ ኤርትራ ዋንጫ ብድሆ ት17/U17 Challenge Cup ከተአንግድያ፡ ኣብ ዙር ሩዋንዳ ዝወዳደሩ ተቐዳደምቲ ኤርትራውያን ተመሪጾም፡ ፊፋ ኣብ ፖለቲካ ወሽመጥ ኢዱ ከየእቱ መጠንቀቕታ ተዋሂቡ

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now