Source: Twitter IAAF CNBCሰለስተ ኣትሌታት ኢትዮጵያ ናብ’ቲ ዝመጽእ ዓመት ዝካየድ ዙር ውድድራት ውሽጢ ኣዳራሽ IAAF 2019 ብቐጥታ ሓሊፎም፡ ዙር ሩዋንዳ 2019 ተጀሚሩ፡ ኤርትራዊ ያቆብ ደበሳይ ምስ ተዓዋቲ ኣሊሳንድሮ ፈደሊ ማዕረ ግዜ ኣመዝጊቡ ካልኣይ ወጺኡ፡ ጫምኡ ኣብ ግጥም ተቐዲዱ ኣብ ብርኩ መጉዳእቲ ዝወረዶ ኮኾብ ባስኬትቦል ንዕዳጋ ናይኪ የናውጽ፡
ሰለስተ ኣትሌታት ኢትዮጵያ ናብ’ቲ ዝመጽእ ዓመት ዝካየድ ዙር ውድድራት ውሽጢ ኣዳራሽ IAAF 2019 ብቐጥታ ሓሊፎም፡ ዙር ሩዋንዳ 2019 ተጀሚሩ፡ ኤርትራዊ ያቆብ ደበሳይ ምስ ተዓዋቲ ኣሊሳንድሮ ፈደሊ ማዕረ ግዜ ኣመዝጊቡ ካልኣይ ወጺኡ፡ ጫምኡ ኣብ ግጥም ተቐዲዱ ኣብ ብርኩ መጉዳእቲ ዝወረዶ ኮኾብ ባስኬትቦል ንዕዳጋ ናይኪ የናውጽ፡