Source: Twitter Thisdaylive Staticdnaijaኣብ ሌጎስ ቀዳም ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ እግሪ ማራቶን፡ ኣክሰስ ባንክ ሌጎስ ማራቶን፡ ኢትዮጵያዊያን ኣትሌታት ብኽልቲኡ ጾታታት ተዓዊቶም: መንእሰያት ት/23 ተቐዳደምቲ ብሽክለታ ኤርትራን ኢትዮጵያን ኣብ ዙር/ቱር ደ ለ’ስፗር ንምስታፍ ካሜሩን ኣትዮኦም፡ ቅድድም ሎሚ ሶኑይ ክጅመር’ዩ፡ ገንዘበ ዲባባ ኣብ ዓለም ካልኣይ ብሉጽ ግዜ ዘለዎ ዓወት ኣብ ውድድራት ውሽጢ ኣዳራሽ ኣትለቲክስ ኣመዝጊባ፡ ቐጠር ሻምፒዮን’ቲ ዝሓለፈ ሰሙን ዝተዛዘመ ዋንጫ ኤስያ 2019 ኮይና፡ ጎረባብታ ሃገራት ዓረብ ግን ቆላሕታ ከሊኤንኣ ጥራይ ዘይኮነ ስማ ንዘይምጽዋዕ ይጸዓራ፡
ኣብ ሌጎስ ቀዳም ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ እግሪ ማራቶን፡ ኣክሰስ ባንክ ሌጎስ ማራቶን፡ ኢትዮጵያዊያን ኣትሌታት ብኽልቲኡ ጾታታት ተዓዊቶም: መንእሰያት ት/23 ተቐዳደምቲ ብሽክለታ ኤርትራን ኢትዮጵያን ኣብ ዙር/ቱር ደ ለ’ስፗር ንምስታፍ ካሜሩን ኣትዮኦም፡ ቅድድም ሎሚ ሶኑይ ክጅመር’ዩ፡ ገንዘበ ዲባባ ኣብ ዓለም ካልኣይ ብሉጽ ግዜ ዘለዎ ዓወት ኣብ ውድድራት ውሽጢ ኣዳራሽ ኣትለቲክስ ኣመዝጊባ፡ ቐጠር ሻምፒዮን’ቲ ዝሓለፈ ሰሙን ዝተዛዘመ ዋንጫ ኤስያ 2019 ኮይና፡ ጎረባብታ ሃገራት ዓረብ ግን ቆላሕታ ከሊኤንኣ ጥራይ ዘይኮነ ስማ ንዘይምጽዋዕ ይጸዓራ፡