Watch FIFA World Cup 2026™

LIVE, FREE and EXCLUSIVE

ለውጥታት ኣብ ናይ ወለዲ ቪዛ ኣብ ሓድሽ ፋይናንሳዊ ዓመት

Visa application form

መንግስቲ ኣውስትራልያ ኣብ’ዚ ቀረባ ግዜ ወለዶም ብገንዘብ ከምጽኡ ዝደልዩ ኣመልከቲ ክህልዎም ኣለዎ ኢሉ ኣቐዲሙ ወጢንዎ ዝነበረ ገደብ መጠን ኣታዊ ገዲፍዎ'ሎ። እንተኾነ ግን ነቶም ነዚ መደብ ቪዛ ከመልክቱ ዝደልዩ ወለዲ ኣብ ወርሒ ሓምለ ብዝተኣታተው ካልኦት ሓደስቲ ለውጥታት ክትንከፉ’ዮም። ኣብ ርእሲ’ቲ ክናዋሕ ዝተገብረ መመስርሒ ግዜ፡ ወከልቲ ማይግረሽን ካልኦት ተወሰኽቲ ምቅይያራት’ውን ክህልው ይኽእሉ'ዮም ክብሉ ይጽበዩ።

Published

By SBS Tigrinya

Source: SBS

Share this with family and friends

መንግስቲ ኣውስትራልያ ኣብ’ዚ ቀረባ ግዜ ወለዶም ብገንዘብ ከምጽኡ ዝደልዩ ኣመልከቲ ክህልዎም ኣለዎ ኢሉ ኣቐዲሙ ወጢንዎ ዝነበረ ገደብ መጠን ኣታዊ ገዲፍዎ'ሎ። እንተኾነ ግን ነቶም ነዚ መደብ ቪዛ ከመልክቱ ዝደልዩ ወለዲ ኣብ ወርሒ ሓምለ ብዝተኣታተው ካልኦት ሓደስቲ ለውጥታት ክትንከፉ’ዮም። ኣብ ርእሲ’ቲ ክናዋሕ ዝተገብረ መመስርሒ ግዜ፡ ወከልቲ ማይግረሽን ካልኦት ተወሰኽቲ ምቅይያራት’ውን ክህልው ይኽእሉ'ዮም ክብሉ ይጽበዩ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Watch now