ናይ ዉሽጢ ገዛ ድሙ ኣብ ገዛ ጥራይ ምሓዝ ካብ ሓደጋ ይሕለዉ እንስሳ ዘገዳም እውን ይዕቀቡ ።ደማሙ ከም ደቂ ዉሽጢ ገዛ ኣብ ጥዕና ደቂ ሰብ እተፈላለየ ጥቕምታት ይህቡ እዮም። እንተኾነ ኣብ ግዳም ዝርከቡ ፋሉላት ደማሙ ኣብ ልዕሊ መበቆላውያን እንስሳ ዘገዳም ኣዝዩ ጎዳኢ ዝኾነ ሃደንቲ እዮም ፡ እቲ ናይ ደማሙ ናይ ምዛር ባህሪ ድማ ንሓደጋ ሕማምን መጉዳእትን ይቃልዑ ፡ ንኣብነት ብ ሓደጋ መጕዓዝያን ኣብ ንሕድሕዶም ብምባኣስን ሓደጋ የጋጥሞም። ስለዚ ኣብ ኣውስትራሊያ ናይ ዉሽጢ ገዛ ድሙ በዓል ዋና ንምዃን እንታይ ከምዘድሊ እስከ ንርአ ፡ ድሕንነት ናይ እንስሳናን ናይ ኣውስትራሊያ ፍሉይ ዝኾነ መበቆላዊ እንስሳ ዘገዳምን ምዕቃብ ንምርግጋጽ ኣዝዩ ኣገዳሲ ዝኾነሉ ምኽንያትን ኣብዚ ክንጸር እዩ ።
Published
By Phil Tucak
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode content
Share this with family and friends
ደማሙ ከም ደቂ ዉሽጢ ገዛ ኣብ ጥዕና ደቂ ሰብ እተፈላለየ ጥቕምታት ይህቡ እዮም። እንተኾነ ኣብ ግዳም ዝርከቡ ፋሉላት ደማሙ ኣብ ልዕሊ መበቆላውያን እንስሳ ዘገዳም ኣዝዩ ጎዳኢ ዝኾነ ሃደንቲ እዮም ፡ እቲ ናይ ደማሙ ናይ ምዛር ባህሪ ድማ ንሓደጋ ሕማምን መጉዳእትን ይቃልዑ ፡ ንኣብነት ብ ሓደጋ መጕዓዝያን ኣብ ንሕድሕዶም ብምባኣስን ሓደጋ የጋጥሞም። ስለዚ ኣብ ኣውስትራሊያ ናይ ዉሽጢ ገዛ ድሙ በዓል ዋና ንምዃን እንታይ ከምዘድሊ እስከ ንርአ ፡ ድሕንነት ናይ እንስሳናን ናይ ኣውስትራሊያ ፍሉይ ዝኾነ መበቆላዊ እንስሳ ዘገዳምን ምዕቃብ ንምርግጋጽ ኣዝዩ ኣገዳሲ ዝኾነሉ ምኽንያትን ኣብዚ ክንጸር እዩ ።