Credit: Beyene Weldegiorgisኣብ ኣውስትራልያ ፡ ሰፊሕ ምድረ በዳታትን ትሮፒካዊ ጫካታትን ውርጪ ዝበዝሖ ጫካን ናይ ዝናብ ጫካን ዝርከብዎም እተፈላለዩ ዓይነት ስርዓተ ህይወታዊ ብዝሑነት ኢኮሲስተም ይርከቡ ። እዚ ብዙሕ ዝዓይነቱ ህይወታዊ ፡ እተፈላለዩ ኣትክልትን እንስሳታትን ደቀቕቲ ተህዋ ስያንን ዝሓቘፈ እዩ ። ኣብ ሓደ ዞባ ብዛዕባ ዘለዉ እተፈልዩ ዓሌት ህይወት ብምምርማር ፡ ብዛዕባ ኣከባቢና ዝሓሸ ምርዳእ ክህልወና ይኽእል እዩ ፣ ብኸመይ ብዝበለጸ ኽንከናኸኖ ከም እንኽእል እውን ክንርኢ ንኽእል ኢና ። ብተወሳኺ ፡ እዚ ንጥፈት እዚ ፡ ሓደስቲ ናይ ኣትክልቲ ወይ እንስሳታት ዓሌት ንኺርከቡ ኣጋጣሚ ይኸፍት እዩ ። ነፍሲ ወከፍ ሰብ ኣብ ከባቢኡ ንዝርከቡ ናይ ህይወት ዓሌት ወይ ዘርኢ ኣብ ምልላይን ምምዝጋብን ዝግበር ሱታፌ ዜጋታት ኣብ ስነ ህይወት ወይ ኣብ ሳይንስ ባዮብልዝ ይበሃል ።
Published
Updated
By Phil Tucak
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ኣብ ኣውስትራልያ ፡ ሰፊሕ ምድረ በዳታትን ትሮፒካዊ ጫካታትን ውርጪ ዝበዝሖ ጫካን ናይ ዝናብ ጫካን ዝርከብዎም እተፈላለዩ ዓይነት ስርዓተ ህይወታዊ ብዝሑነት ኢኮሲስተም ይርከቡ ። እዚ ብዙሕ ዝዓይነቱ ህይወታዊ ፡ እተፈላለዩ ኣትክልትን እንስሳታትን ደቀቕቲ ተህዋ ስያንን ዝሓቘፈ እዩ ። ኣብ ሓደ ዞባ ብዛዕባ ዘለዉ እተፈልዩ ዓሌት ህይወት ብምምርማር ፡ ብዛዕባ ኣከባቢና ዝሓሸ ምርዳእ ክህልወና ይኽእል እዩ ፣ ብኸመይ ብዝበለጸ ኽንከናኸኖ ከም እንኽእል እውን ክንርኢ ንኽእል ኢና ። ብተወሳኺ ፡ እዚ ንጥፈት እዚ ፡ ሓደስቲ ናይ ኣትክልቲ ወይ እንስሳታት ዓሌት ንኺርከቡ ኣጋጣሚ ይኸፍት እዩ ። ነፍሲ ወከፍ ሰብ ኣብ ከባቢኡ ንዝርከቡ ናይ ህይወት ዓሌት ወይ ዘርኢ ኣብ ምልላይን ምምዝጋብን ዝግበር ሱታፌ ዜጋታት ኣብ ስነ ህይወት ወይ ኣብ ሳይንስ ባዮብልዝ ይበሃል ።