Credit: Beyene Weldegiorgisካብ ተኻዕብቶ ሃብቲ ዝኽፈል ግብሪ ወይ ናይ ካፒታል ገይን ታክስ (CGT) ንትውንኖ ገዛ ኣብ ትሸጠሉ ካብቲ ትረኽቦ መኽሰብ ዝኽፈል ግብሪ እዩ ። እዚ ግብሪ እዚ ኣብ ውሽጢ ናይ እቶትካ ተመላሲ / ግብሪ (income tax return)ይጠቓለል እዩ ፡ እዚ ድማ ድሕሪ ኣብቲ ናይ ኣውስትራሊያ ፋይናንሲያዊ ዓመት ኣብ 30 ሰነ ምዝዛም ይቐርብ ። ከም ገዛ፡ ንብረት ወይ ብርኪ ዝኣመሰሉ ናይ ካፒታል ንብረት እንተሸይጥካ ፤ ንኸይትቕጻዕ ኣብቲ ግብሪ ኣብ ትመልሰሉ እዋን መኽሰብካን ክሳራኻን ምቕራብ ኣገዳሲ እዩ ።
Published
By Ruchika Talwar
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode content
Share this with family and friends
ካብ ተኻዕብቶ ሃብቲ ዝኽፈል ግብሪ ወይ ናይ ካፒታል ገይን ታክስ (CGT) ንትውንኖ ገዛ ኣብ ትሸጠሉ ካብቲ ትረኽቦ መኽሰብ ዝኽፈል ግብሪ እዩ ። እዚ ግብሪ እዚ ኣብ ውሽጢ ናይ እቶትካ ተመላሲ / ግብሪ (income tax return)ይጠቓለል እዩ ፡ እዚ ድማ ድሕሪ ኣብቲ ናይ ኣውስትራሊያ ፋይናንሲያዊ ዓመት ኣብ 30 ሰነ ምዝዛም ይቐርብ ። ከም ገዛ፡ ንብረት ወይ ብርኪ ዝኣመሰሉ ናይ ካፒታል ንብረት እንተሸይጥካ ፤ ንኸይትቕጻዕ ኣብቲ ግብሪ ኣብ ትመልሰሉ እዋን መኽሰብካን ክሳራኻን ምቕራብ ኣገዳሲ እዩ ።