SKIP TO MAIN CONTENT

ስርዓተ ሞያውን ተወሳኺ ትምህርቲን TAFE እንታይ እዩ?

What is TAFE?
Source: AAP

ኣብ ኣውስትራልያ ሞያኹም ክትጅምሩ እንተደሊኹም ወይ ኣብ ስራሕ እንተሃሊይኹምን ከተማዕብልዎ ወይ መንገዲ ክትቅይሩ እንተደሊኹም፡ ተይፍ ሓደ ጽቡቕ ኣማራጺ ክኾነኩም ይኽእል’ዩ። ሞያዊ ኣስምህሮን ስልጠናን ኣብ ነብሲ ወከፍ ግዝኣት ኣውስትራልያ ይህበኩም፡ ኩሉ ዓይነት ጽላታት/ኢንዳስትሪታት ይሽፍን። ስርዓተ ተይፍ ግን እንታይ ረብሓ ኣለዎ፧ (ምንባር ኣብ ኣውስትራልያ)

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣብ ኣውስትራልያ ሞያኹም ክትጅምሩ እንተደሊኹም ወይ ኣብ ስራሕ እንተሃሊይኹምን ከተማዕብልዎ ወይ መንገዲ ክትቅይሩ እንተደሊኹም፡ ተይፍ ሓደ ጽቡቕ ኣማራጺ ክኾነኩም ይኽእል’ዩ። ሞያዊ ኣስምህሮን ስልጠናን ኣብ ነብሲ ወከፍ ግዝኣት ኣውስትራልያ ይህበኩም፡ ኩሉ ዓይነት ጽላታት/ኢንዳስትሪታት ይሽፍን። ስርዓተ ተይፍ ግን እንታይ ረብሓ ኣለዎ፧ (ምንባር ኣብ ኣውስትራልያ)

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now