Watch FIFA World Cup 2026™

LIVE, FREE and EXCLUSIVE

ንብረትናን ሃብትናን ድሕሬና መን ከምዝወርሶ ሓሲብናሉ ንፈልጥ ዶ፧

Writing a Will

Writing a Will Source: Getty Images

ምስ ሞትኩም ንብረትኩም እንታይ ክኸውን’ዩ፧ ዳርጋ ፍርቂ ዝኾኑ በጽሒ ኣውስትራልያውያን ለበዋ/ኑዛዜ የብሎምን። እዚ ማለት ንብረትኩም መን ይውሰዶም/ይረከቦም ኣብ ዝብል እቲ ኣብ ግዝኣትኩም ወይ ምምሕዳራዊ ዶብኩም ዝርከብ ዝለዓለ ሕጋዊ ኣካል ናይ መወዳእታ ውሳነ ናይ ምሃብ ስልጣን ይህልዎ ማለት’ዩ። ኑዛዜኹም ከተዳልው እንከለኹም ገለ ቁልፊ ዝኾኑ ሕቶታት ኣብ ግምት ምእታው ብዙሕ ዘኽስብ እዩ።

Published

Updated

By SBS Tigrinya

Source: SBS

Share this with family and friends

ምስ ሞትኩም ንብረትኩም እንታይ ክኸውን’ዩ፧ ዳርጋ ፍርቂ ዝኾኑ በጽሒ ኣውስትራልያውያን ለበዋ/ኑዛዜ የብሎምን። እዚ ማለት ንብረትኩም መን ይውሰዶም/ይረከቦም ኣብ ዝብል እቲ ኣብ ግዝኣትኩም ወይ ምምሕዳራዊ ዶብኩም ዝርከብ ዝለዓለ ሕጋዊ ኣካል ናይ መወዳእታ ውሳነ ናይ ምሃብ ስልጣን ይህልዎ ማለት’ዩ። ኑዛዜኹም ከተዳልው እንከለኹም ገለ ቁልፊ ዝኾኑ ሕቶታት ኣብ ግምት ምእታው ብዙሕ ዘኽስብ እዩ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Watch now