ሓደስቲ ምቅይያራት ኣብ ክፍሊት ደገፍ ንመውዓሊ/መእለዪ ህጻናት ንመን የርብሑ፧

Source: Getty Images
መንግስቲ ኣውስትራልያ ሓደስቲ ለውጥታት ኣብ ደገፍ ንመውዓሊ/መእለዪ ህጻናት የተኣታቱ’ሎ። እዚ ምቅይያራት ኣብ ተግባር ዝውዕል ኣብ ዝመጽእ ወርሒ ሓምለ እንተኾነ’ኳ ወለዲ እቲ ምስግጋር መታን ቀሊል ክኾነሎም ኣቐዲሞም ክዳለው ይኽእሉ።
Share

Source: Getty Images

SBS World News