ኣውስትራልያውያን ዝኽተልዎም ዝተፈላለዩን ብዙሓትን ዝኾኑ ሃይማኖታዊ እምነታት ኣብ'ዚ ምርጫ ንመን የድምጹ ክጸልዉዎም'ዮም።
Every now and again that relationship kind of flares up.Elenie Poulos, ordained minister in the Uniting Church
ኣብ'ዚ ትሕዝቶ 'መን'ዩ የማን፧ መን'ዩ ጸጋም፧' እምነትን ሃይማኖትን ኣብ'ዚ ዝመጽእ ዘሎ ፈደራላዊ ምርጫ ዝህልዎም ተራ ክንምልከት ኢና።
Share






