Men often feel trapped by complex cultural values, beliefs, traditions, expectations, and perceptions of manhood. Credit: AsiaVision/Getty Images Credit: Beyene Weldegiorgis
ደቂ ተባዕትዮ፡ ኣብ ህይወት ንዝገጥም ዝኾነ ይኹን ጽንኩር ኩነታት ክጻወሩ ከምዝኽእሉ ተነጊርዎም እዮም ዝዓብዩ። እንተኾነ ስምዒታት ካብ ቁጽጽር ወጻኢ ኣብዝወጽሉ እዋን ኣብ ሓድሽ ሃገር ህይወት ንምጥያስ ዝተጀመረ ጉዕዞን፡ ዝምድናታት ኣብ ስድራቤት ክፈርስ ይጅምር። ስሚዒትካ ንኻልእ ምንጋር ድኽመት ዘይኮነስ ጥንካረ ምዃኑ ኪኢላታት ይዛረቡ። Published 8 November 2023 6:21pm
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode content Share this with family and friends
ደቂ ተባዕትዮ፡ ኣብ ህይወት ንዝገጥም ዝኾነ ይኹን ጽንኩር ኩነታት ክጻወሩ ከምዝኽእሉ ተነጊርዎም እዮም ዝዓብዩ። እንተኾነ ስምዒታት ካብ ቁጽጽር ወጻኢ ኣብዝወጽሉ እዋን ኣብ ሓድሽ ሃገር ህይወት ንምጥያስ ዝተጀመረ ጉዕዞን፡ ዝምድናታት ኣብ ስድራቤት ክፈርስ ይጅምር። ስሚዒትካ ንኻልእ ምንጋር ድኽመት ዘይኮነስ ጥንካረ ምዃኑ ኪኢላታት ይዛረቡ።