SKIP TO MAIN CONTENT

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ሚሊዮናት ዶላር ካብ ባንክ ኤርትራ ክወሃቦ ይጽበ።

capture.jpg

ኣብ ሞንጎ ባጤራታት ብርን ናቕፋን ዘሎ ናይ ሸርፊ ፍልልይ ሕጋዊ መልክዕ ብዘይምሓዙ ኣብ ክፍሊት ዋጋ ቲኬት ኣየር ዕንቅፋት ይኸውን ከም ዘሎ ክግለጽ ጸኒሑ ኣሎ። ማእከላይ ባንኪ ኤርትራ ናቕፋ ናብ ዶላር ቀይሩ ክህብ ብዘይምኽኣሉ ቀጻልነት መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ኤርትራ ዘስግእ ከምዝኾነ ተገሊጹ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣብ ሞንጎ ባጤራታት ብርን ናቕፋን ዘሎ ናይ ሸርፊ ፍልልይ ሕጋዊ መልክዕ ብዘይምሓዙ ኣብ ክፍሊት ዋጋ ቲኬት ኣየር ዕንቅፋት ይኸውን ከም ዘሎ ክግለጽ ጸኒሑ ኣሎ። ማእከላይ ባንኪ ኤርትራ ናቕፋ ናብ ዶላር ቀይሩ ክህብ ብዘይምኽኣሉ ቀጻልነት መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ናብ ኤርትራ ዘስግእ ከምዝኾነ ተገሊጹ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now