SKIP TO MAIN CONTENT

ኣብ 2016 ብብዝሒ ካብ ዝተሰምዑ መደባት፡ ዕዉታት ግጥምታት ሳልሳይ ዉድድር ዛራ ገጠምቲ

zara getemtti
zara getemtti Source: zara getemtti

ካብቲ ዝመጸ 39 ግጥምታት 10 ድሕሪ ምምራጽ ካብተን 10 ድማ ሰለስተ ዕውታት ንምርካብ ሓይሊ ሓሳብ ወይ መልእኽቲ፡ ማሃዝነት ወይ ረቂቕነት፡ ሓይሊ ስምዒትን ቴክኒካዊ ብቕዓትን ብዝብል ነጥብታት መሰረት 1ይቲ ማይ ማህጸን ብክብሮም ደሞዝ ካብ ጀርመን 2ይቲ ዝኽሪ ፍቕሪ ብዮናስ ገብራይ ምነይ ካብ ኡጋንዳ 3ይቲ ሕልመይ ዝወለዶ ሕልሚ ብጸጋይ መሓሪ ተመርዖ ካብ ሽወደን፡ ዕውታት 1ይ ተዓዋቲ 250 ዶላር ካላኣይ ተዓዋቲ 200 ዶላር ሳልሳይ ተዓዋቲ ድማ ናይ 150 ዶላር ናይ ገንዘብ ሽልማት ተዋሂቡዎም። ብዘይካዚ ካብ 4ይ ክሳብ 10 ንዝወጻ ግጥምታት ድማ ኣብ ዝርዝር ቶፕ ቴን ከም ዝ ኣትዋን ገጠምተን ኣፍልጦ ከም ዝወሃቦም ተጌሩ።

Published

Updated

By Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ካብቲ ዝመጸ 39 ግጥምታት 10 ድሕሪ ምምራጽ ካብተን 10 ድማ ሰለስተ ዕውታት ንምርካብ ሓይሊ ሓሳብ ወይ መልእኽቲ፡ ማሃዝነት ወይ ረቂቕነት፡ ሓይሊ ስምዒትን ቴክኒካዊ ብቕዓትን ብዝብል ነጥብታት መሰረት 1ይቲ ማይ ማህጸን ብክብሮም ደሞዝ ካብ ጀርመን 2ይቲ ዝኽሪ ፍቕሪ ብዮናስ ገብራይ ምነይ ካብ ኡጋንዳ 3ይቲ ሕልመይ ዝወለዶ ሕልሚ ብጸጋይ መሓሪ ተመርዖ ካብ ሽወደን፡ ዕውታት 1ይ ተዓዋቲ 250 ዶላር ካላኣይ ተዓዋቲ 200 ዶላር ሳልሳይ ተዓዋቲ ድማ ናይ 150 ዶላር ናይ ገንዘብ ሽልማት ተዋሂቡዎም። ብዘይካዚ ካብ 4ይ ክሳብ 10 ንዝወጻ ግጥምታት ድማ ኣብ ዝርዝር ቶፕ ቴን ከም ዝ ኣትዋን ገጠምተን ኣፍልጦ ከም ዝወሃቦም ተጌሩ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now