SKIP TO MAIN CONTENT

ሊቨርፑል ዝበዝሑ ብሉጻት ተጻወቲ ቻምፒዮንስ ሊግ ተሓጽዮምላ፡ ጂሮ ተዛዚሙ፡ ወርቅነሽ እዴሳ አብ ማራቶን ላንዙ ተዓዊታ

Kenyan athlete Simon Cheprot helping his colleague
Source: Kenyans

ወርቅነሽ እዴሳ ኣብ ማራቶን ላንዙ ኢንተርናሽናል ሓደሽ ክብረወሰን ኣመዝጊባ፡ ቅድድም ብሽግለታ ጂሮ ዲ ኢታሊያ ብዓወት ኢኳዶርያዊ ሪቻርድ ካራፓዝ ተዛዚሙ፡ ኤርትራዊያን ኣማኑኤል ገብረእግዚኣብሄርን ዓወት ኣንደመስቀልን ተሳትፎኦም ብዘዕግብ ኩነታት ዛዚሞም፡ ኬንያዊ ኣትሌት ኣብ ውድድር ብዘመዝገቦ ውጽኢት ዘይኮነስ ንነብሱ ገዲፉ ድሕሪ ዘርኣዮ ሰናይ ተግባር ኣሽሓት ዶላራት ተሰሊሙ:

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ወርቅነሽ እዴሳ ኣብ ማራቶን ላንዙ ኢንተርናሽናል ሓደሽ ክብረወሰን ኣመዝጊባ፡ ቅድድም ብሽግለታ ጂሮ ዲ ኢታሊያ ብዓወት ኢኳዶርያዊ ሪቻርድ ካራፓዝ ተዛዚሙ፡ ኤርትራዊያን ኣማኑኤል ገብረእግዚኣብሄርን ዓወት ኣንደመስቀልን ተሳትፎኦም ብዘዕግብ ኩነታት ዛዚሞም፡ ኬንያዊ ኣትሌት ኣብ ውድድር ብዘመዝገቦ ውጽኢት ዘይኮነስ ንነብሱ ገዲፉ ድሕሪ ዘርኣዮ ሰናይ ተግባር ኣሽሓት ዶላራት ተሰሊሙ:

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now