SKIP TO MAIN CONTENT

በዓል ዘርኢሰናይ ታደሰን ኤልዮድ ኪፕቾገን ኣብ ፈተነ 'ማራቶን ብትሕቲ ክልተ ሰዓት' ዝተጠቕሙሎም ዘመናዊ ሳእንታት ብቕዓት የደንፍዑ ድዮም?

World Athletics rules on hi tech running shoes
Source: Nikenews

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት ኤስቢኤስ ትግርኛ (03/02/2020) * ኣብ ፖርቱጋል፡ ሰንበት ኣብ ዝተኻየዱ ውድድራት ጉያ እግሪ መሮር ኤርትራውያን ኣትሌታት ብኽልቲኡ ጾታታት ዝነኣድ ውጽኢት ኣመዝጊቦም፡ * ኣብ ጋቦን ኣብ ቅድድም ብሽክለታ ላ ትሮፒካለ ኣሚሳ ቦንጎ 2020 ዕውት ዝኾነ ተሳትፎ ዘካየደት ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ናብ ኣስመራ ተመሊሳ፡ መትከል ኢዮብ ትስፉው ዓመተ ቅድድም ምስ ጋንታ ተረንጋኑ ይጽበዮ፡ * ኣሌክሳንደር ኢሳቕ ኣብ ግጥማት ላ ሊጋ ሽቶታት ምምዝጋቡ ይቕጽል፡ * በዓል ዘርኢሰናይ ታደሰን ኤልዮድ ኪፕቾገን ኣብ ፈተነ 'ማራቶን ብትሕቲ ክልተ ሰዓት' ዝተጠቕሙሎም ዘመናዊ ሳእንታት ብቕዓት የደንፍዑ ድዮም?

Published

Updated

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ሰሙናዊ መደብ ስፖርት ኤስቢኤስ ትግርኛ (03/02/2020) * ኣብ ፖርቱጋል፡ ሰንበት ኣብ ዝተኻየዱ ውድድራት ጉያ እግሪ መሮር ኤርትራውያን ኣትሌታት ብኽልቲኡ ጾታታት ዝነኣድ ውጽኢት ኣመዝጊቦም፡ * ኣብ ጋቦን ኣብ ቅድድም ብሽክለታ ላ ትሮፒካለ ኣሚሳ ቦንጎ 2020 ዕውት ዝኾነ ተሳትፎ ዘካየደት ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ናብ ኣስመራ ተመሊሳ፡ መትከል ኢዮብ ትስፉው ዓመተ ቅድድም ምስ ጋንታ ተረንጋኑ ይጽበዮ፡ * ኣሌክሳንደር ኢሳቕ ኣብ ግጥማት ላ ሊጋ ሽቶታት ምምዝጋቡ ይቕጽል፡ * በዓል ዘርኢሰናይ ታደሰን ኤልዮድ ኪፕቾገን ኣብ ፈተነ 'ማራቶን ብትሕቲ ክልተ ሰዓት' ዝተጠቕሙሎም ዘመናዊ ሳእንታት ብቕዓት የደንፍዑ ድዮም?

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now