SKIP TO MAIN CONTENT

ጥምየት ንምውጋድ፡ ብዝሒ ህዝቢ ዓለም ምጉዳል

An Egyptian man harvests wheat in Saqiyat al-Manqadi village in the northern Nile Delta province of Menoufia in Egypt, on May 1, 2019. (Photo by Mohamed el-Shahed / AFP)        (Photo credit should read MOHAMED EL-SHAHED/AFP/Getty Images)
An Egyptian man harvests wheat in Saqiyat al-Manqadi village in the northern Nile Delta province of Menoufia in Egypt, Source: AFP

ህዝቢ ዓለም ዉሑስ ቀረብ ምግቢ ክህልዎ እንተኾይኑ ብዝሒ ህዝቢ ክጎድል ኣለዎ ክብሉ ተጣበቕቲ ጸረ ጥምየት ገሊጾም። ኣብዚ እዋን 820 ሚሊዮን ህዝቢ ዓለም ጥሙያት ኮይኖም፡ ኣብ ገለ ክፋላት ኣፍሪቃ፡ ላቲን ኣመሪን ምዕራባዊ ኤሽያን ቑጽሪ ጥሙያት እናበዝሐ ይኸይድ ኣሎ። ኣውጻእቲ ፖሊሲ ብዝሒ ህዝቢ ዘጉድል መደብ ክሕንጽጹን ሕጽረት ቀረብ መግቢ ከይህሉ ንለውጢ ክሊማ ክቃለሱን ተጣበቕቲ ኣተሓሳሲቦም።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ህዝቢ ዓለም ዉሑስ ቀረብ ምግቢ ክህልዎ እንተኾይኑ ብዝሒ ህዝቢ ክጎድል ኣለዎ ክብሉ ተጣበቕቲ ጸረ ጥምየት ገሊጾም። ኣብዚ እዋን 820 ሚሊዮን ህዝቢ ዓለም ጥሙያት ኮይኖም፡ ኣብ ገለ ክፋላት ኣፍሪቃ፡ ላቲን ኣመሪን ምዕራባዊ ኤሽያን ቑጽሪ ጥሙያት እናበዝሐ ይኸይድ ኣሎ። ኣውጻእቲ ፖሊሲ ብዝሒ ህዝቢ ዘጉድል መደብ ክሕንጽጹን ሕጽረት ቀረብ መግቢ ከይህሉ ንለውጢ ክሊማ ክቃለሱን ተጣበቕቲ ኣተሓሳሲቦም።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now