Source: SBS Tigrinyaኣብ ዓመት 2018 ብዙሓት መደባት ዝቐረቡ ኮይኖም፣ ኣብ ኣውስትራሊያን መላእ ዓለምን ብ ኣማኢት ኣሻሓት ዝተሰምዑ ቆንጭልና ከነቕርበልኩም ኢና ኣብዚ ቀዳማይ ክፋል ብፍላይ ኣብ ናይ ዉሽጢ ኣውስትራሊያ ትሕዝቶታት ከነተኩር ኢና፡ ኬኔዲ፡ እቲ ዕዉት ነጋዳይ ኣብ ኣውስትራሊያ ኣምባሳደር ፍስሃየ ኣብርሃም፡ ንኤርትራን ኣውስትራሊያን ዘራከበ ሰብ ሪም፡ካብ ግዳም ሓደር ናብ ዘማሪት ምሕረት፡ ብናይ ገዛእ ርእሳ መኪና ተረጊጻ ዝሞተት በዓልቲ ፐርዝ
ኣብ ዓመት 2018 ብዙሓት መደባት ዝቐረቡ ኮይኖም፣ ኣብ ኣውስትራሊያን መላእ ዓለምን ብ ኣማኢት ኣሻሓት ዝተሰምዑ ቆንጭልና ከነቕርበልኩም ኢና ኣብዚ ቀዳማይ ክፋል ብፍላይ ኣብ ናይ ዉሽጢ ኣውስትራሊያ ትሕዝቶታት ከነተኩር ኢና፡ ኬኔዲ፡ እቲ ዕዉት ነጋዳይ ኣብ ኣውስትራሊያ ኣምባሳደር ፍስሃየ ኣብርሃም፡ ንኤርትራን ኣውስትራሊያን ዘራከበ ሰብ ሪም፡ካብ ግዳም ሓደር ናብ ዘማሪት ምሕረት፡ ብናይ ገዛእ ርእሳ መኪና ተረጊጻ ዝሞተት በዓልቲ ፐርዝ